19 July 2010

ናብ ሊብያ ዝተመልሱ፡ ሓበርቲ ስእልታት ካብ ወገን ፓሪስ ማች

ሮማ፡ ሰነ 28፡ 2009- ኣብታ ብዕለት 13 ግንቦት 2009 ከባቢ 90 ዝኾኑ ስደተኛታት ግዳያት ብ ቦቪንዞ ዝተባህለት ናይ ኢጣልያ ሓለዋ ብሓሪ መርከብ ዝደሓኑ እሞ ናብ ትሪፖሊ ዝተመልሱ፡ ጋዜጠኛ ፍራንኮይስ ደ ላባረን ሰእላይ ኢንሪኮ ዳግኒኖን ዝተባህሉ ካብ ናይ ፓሪስ ማች መጋዜን ይርከቡ። ኣብዛ ትስዕብ ቪድዮ ከኣ እቲ ሓባሪ ዛንታታቶም ነቕርበልኩም፡ ኣብ Immigrants: a shattered dream ዝብል ጽሁፋት ከኣ ምንባብ ይከኣል።